Mass Media and Free Press in Eritrea
Sign up  |   |   |  Latest Topics  |  Chat
 
 
 


Note: This topic is locked. No new replies will be accepted.


Reply
  Author   Comment  
yafiet

Registered:
Posts: 15
Reply with quote  #1 
ኣግኣዝትን ቀየስትን ጉሉጽነት ካብ ኮንኩም! እስከ እዛ ሓባራዊ መስራቲት ሰልፊ ኮምሽን መን መሪጽዋ ብኸመይ ከ ቖይማ?
ኣብዚ ክንጽረለይ ዝደልዮ ዘሎኹ ነጥቢ ኣባላት እታ 49 ዝኣባላታ ኮምሽን ብሕርያ ድያ ተመሪጻ ወይስ ብህዝቢ? ብሕርያ እንተተመዚዛ መን እዩ ፍላን ወዲ ፍላን ኣባላ ይኹን ኢሉ ዝመረጸ? ብህዝቢ እንተኾይኑ ኣበይ ቦታታትን ኣበየናይ ዕለት ምርጫታት ተኻይዱን መን ዝብሃል ተመሪጹን? ክንደይ ኣባላት ሰዉራዊ ባይቶ ኣለዉዋ? ክንደይ ከ ፖሎቲካዊ ጸግዒ ዘይነበሮም ሰባት ኣለዉዋ? ኣባላት ካልኦት ፖሎቲካዊ ዉድባት ወይ ሲቪካዉያን ማሕበራት ከ ኣለዉዋ ዶ? ኣስማት ኣባላት ኮምሽን ኣቀዲሙ ዝጸንሖም ፖሎቲካዊ ድሕረ ባይታ ክትዝርዙሩለይ ዶ ፍቓደኛታት ኢኹም?

ኣቐዲመ ምስጋናይ ይገልጽ ንግዝየኹምን መልስኹምን!
yafiet

Registered:
Posts: 15
Reply with quote  #2 

እንተ ኾነ ኣብ ዲግ ዝበለ ክትዕ እንካን ሃባን ዘለዎ ክእቶ ይግባእ ነይሩ፡ ካብዘይኮነ ግን ካብዞም 49 ብዝሒ ዝኣባላታ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተዘርጊሓ ዘላ ኮምሽን ዋላ ሓደ ነቲ ዘይተመለሰ ሕቶታት ዝምልስ ተሳኢኑ። ይገርም እዩ!!!!!!!!!!!

Previous Topic | Next Topic
Print
Reply

Quick Navigation:


Create your own forum with Website Toolbox!